Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026)
ንሎሚ ዝተዳለወ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታትን ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣውስትራልያ ናይ ፈለማ ንግዳዊ በረራ ብዓወት ተኻይዱ፣ * ተቓዋሚ ሰልፊ ኣውስትራልያ ትካላት ጸጥታ ንድሕነት ፖለቲካውያን ኣብ ዝሕልዋሉ ወይ ዝከላኸላሉ ሚዛን ክሕልዋ ኣለወን ይብል፣
#sbsaudiopodcast
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.