Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ለውጢ ኣብ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ
ልዕሊ 150 ሽሕ ዝቐረቡ ናይ ወለዲ ቪዛ መመልከቲታት ዉሳነ ኣብ ዝጽበይሉ ዘሎ እዋን፡ እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሕግታት ናይ በጻሕቲ ቪዛ ዝተገብረ ለውጢ፡ ምስ ኣረጋውያን ወለዲ ዳግማይ ምርኻብ ዝያዳ ከቢድ ክገብሮ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ንገሊኦም፡ ልዑል ወጻኢታትን ዝነውሐ ናይ ምጽባይ ግዜን፡ ኣብ መንጎ ምቕጻል ህይወት ኣብ ኣውስትራልያ ወይ ምስቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ብዕድመ ዝደፍኡ ወለዶም ምምራጽ ማለት እዩ።
#sbsaudiopodcast
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.