skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2026)

ንሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ - * ንመዓልታት ዝጸንሑ ከበድቲ ዝናባትን ህቦብላታትን ተኸቲሉ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ * ፈቓድ ዋንነት ብረት/ኣጽዋር ዘለዎም ሰባት ኣብ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ኣጽዋራቶምን ጥይታቶምን ከረክቡ ብኦንላይን ቆጸራ ክሕዙ ክኽእሉ’ዮም፡ * ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ንሓበሬታ ብዛዕባ ኢቦላ መልሲ እናሃቡ’ንከለዉ መጥቃዕቲ ኣጋጢምዎም ሓንቲ ነርስ ክትቅተል’ንከላ ሓደ ሰራሕተኛ ጥዕና ድማ ብኸቢድ ተጎዲኡ፣

#sbsaudiopodcast

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.