Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ዮርዳኖስ ተወልደመድህን፡ ብምኽንያት እምነታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይታ ኣላ።' ተጣባቒ እሱራት ሃኒባል ዳኒኤል
ኣደ ሓደ ቆልዓ ዮርዳኖስ ተወልደመድህን ን2ዓመትን 10 ወርሕን ብምኽንያት እምነታ ተኣሲራ ድሕሪ ምጽናሕ ብ ዕለት 28 መስከረም 2026 ኣብ ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ከምዝዓረፈት ካብ ኣባላት ስድራ ብዝተረኽበ ሓበሬታ ተፈሊጡ ኣሎ። ብዛዕባ ዮርዳኖስን ኩነታት እሱራት ብእምነትን ዝምልከት ተጣባቒ ሃኒባል ዳኒኤል መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
#sbsaudiopodcast
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.